ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ግጭት ምልዓሉ ተገሊጹ


ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ግጭት ምልዓሉ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:46 0:00

ካብ ትማሊ ድሕሪ ቐጥሪ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ግጭት ምልዓሉን፥ ክሳብ ሎሚ ቀጺሉ ምውዓሉን ተገሊጹ። አቲ ግጭት ዝሞተ ኾነ ከቢድ ጉድኣት ዝወረዶም ሰባት እንተዘየለው ቀሊል ጉድኣት ዘጋጠሞምን ንብረት ምውዳሙን ተገሊጹ።ናይታ ከተማ ምምሕዳርን መራሕቲ ሃይማኖትን እቲ ግጭት ኣብታ ከተማ ናይ ብሄርን ሃይማኖትን ግጭት ክለዓል ዝደልዩ ወገናት ዘልዓልዎ’ዩ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG