ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ንጉዳይ ሰላምን ዕርቅ ብዝምልከት ምስ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ዘትዮም


መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ዕርቅን ጠሚቱ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዘትዮም። ኣብቲ ዘተ ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ንምስፋን መራሕቲ ግቡኦም ክፍፅሙ ጻዊዒት ቐሪቡ።

XS
SM
MD
LG