ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብተማሃሮ ትካል ቴክኖሎጂ ኤምኣይቲ መቐለ ዝተማህዞ ሮቦት


ብተማሃሮ ትካል ቴክኖሎጂ ኤምኣይቲ መቐለ ዝተማህዞ ሮቦት
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:49 0:00

ኣብ መቐለ ኤም ኣይ ቲ ዝምሃሩ ተምሃሮ ዝተፈላለዩ ምህዞታት ኣብ ምምሃዝ ይርከቡ። ትካል ቴክኖሎጂ መቀለ ብኣይተ ኣርኣያ ዘሪሁን ዝተጣየሸ ኣብ ትግራይ 12 ክፍሊ ብሄራዊ ፈተና ወሲዶም ፀብለልታ ካብ ዘርኣዩ ተማሃሮ ዳግም መእተዊ ፈተና ተፈቲኖም ዝምሃሩሉ ማእከል እዩ። ኤም ኣይ ቲ መቀለ ሎሚ ሓደ ጨንፈር ዩኒቨርስቲ መቀለ ኮይኑ እዩ ዝመሓደር ዘሎ ኮይኑ ብመሰረት እዚ ገለ ምህዞ ተማሃሮን መምህራንን ንምርካብ ናብቲ ማእከል ተንቀሳቂሰ ነይረ።

XS
SM
MD
LG