ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል - ዋሽንግተን ዲሲ


ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል - ዋሽንግተን ዲሲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:04 0:00

ኣብቲ ትማሊ ረቡዕ ምሸት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝተኻየደ በዓል መስቀል ኣብ 27 ዓመታት ንመጀመርያ ጊዜ 24 ኣብያተ ክርስትያናት እዚ ከባቢ ብሓባር ብምዃን ነዚ ክብረ በዓል ጸንቢሎም ኣለው። ኣብቲ ጽንብል ሃይማኖታዊ መራሕቲ: ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣቶ ካሳ ተክለብርሃንን ብዝሒ ዘለዎም ኣመንቲን ተረኺቦም ኔሮም።

XS
SM
MD
LG