ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሊብያ: ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሕ/ሃ ብዘይፍቓዶም ዝተወስዱ ስደተኛታት እንታይ ይብሉ


ሊብያ: ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሕ/ሃ ብዘይፍቓዶም ዝተወስዱ ስደተኛታት እንታይ ይብሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:53 0:00

ንዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣብ ሊብያ ‘ሻርዕ መጠር’ ዝተባህለ ቦታ ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ካብ ዝጸንሑ ስደተኛታት ኣብዚ ሰሙን’ዚ 20 ስደተኛታት ብዘይፍቓዶም ናብ ካልእ ቦታ ከምዝተወስዱ ይገልጹ። ብተወሳኺ ቅድሚ ስለስተ መዓልታት 20 ጽምዲ ሰብ ሓዳር ካብ ‘ሻርዕ መጣር’ ናብቲ ቦታ ከምዝመጹ እቶም ስደተኛታት ይሕብሩ።እተን ደቂ ኣንስትዮ ንበይነይ ኣብ ካልእ ክፍሊ ብምህላወን ክንረኽበን ኣይከአልናን።

XS
SM
MD
LG