ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

በረራ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ስርሑ ፈሊሙ


በረራ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ስርሑ ፈሊሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:49 0:00

ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድሕሪ 20 ዓመት ሎሚ ሓምለ 18 ቦኽሪ በረራ ናብ ኣስመራ ኣካይዳ። እተን ክልተ ነፈርቲ ኣብቲ ናይ ቦኽሪ በረረኣን ንቐዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ነበር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝን ካልኦት 456 ገያሾን ሒዘን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወትሉ ልዑል ኣቀባብላ ተገይሩላ።

XS
SM
MD
LG