ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መስመር ቴሌፎን ካብን ናብን ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስ ጀመረ ምስ ስድራ ቤቶም ዝተራኸቡ ስድራቤት ዝሃብዎ ርእይቶ


ቀዳማይ ሚንስተር አብይ አሕመድ ኣስመራ በጺሖም ኹናት ኤርትራን ኢትዮጵያ ብኣዋጅ ሓባራዊ ሰላምን ምሕዝነትን ምብቕዑ ምስተፈረመ፡ መስመር ቴሌፎን ካብን ናብን ኤርትራን ኢትዮጵያን ጀሚሩ። ሄኖክ ኣስገዶም ኹናት ኢትዮ-ኤርትራ ምስ ተጀመረ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎገ ቕድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ድማ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ኤርትራዊ’ዩ።ሄኖክ ኣብ ኤርትራ ዝገፈዶም ስድራ ቤቱ ንመጀመርያ ጊዜ ብቐጥታ ደዊሉ ረኺብዎም።

XS
SM
MD
LG