No media source currently available
ዶ/ር ኤርሚያስ ክብረኣብ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ካሊፎርንያ፡ ተመራማሪ ሳይንስ እንስሳ ኾይኑ፡ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ካብ እንስሳ ዝወጽእ ሚተይን ዝተባህለ ብከላ ከባቢ ከስዕብ ዝኽእል ጋዝ ኣብ ምንካይ ይሰርሕ ኣሎ።