ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ምስ ናይ ሶማል ፕረዚደንት መሓመድ አብዱላሂ(ፎርማጆ) ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም


ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ምስ ናይ ሶማል ፕረዚደንት መሓመድ አብዱላሂ(ፎርማጆ) ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:28 0:00

መራሕቲ ክልቲኦም ሃገራት ንናይ ክልቲኦም ሃገራት ዝምድና ንምሕያል ከምዝተሰማምዑ ገሊጾም ኣለው። ኣብቲ ርክብ ብተወሳኺ ቆንስላትን ናይ ንግዲ ቤት ጽሕፈታት ኣብ ክልቲኣን ሃገራት ንምኽፋት ከምኡ’ውን ናይ ዲፕሎማሲን ናይ ንግዲ ዝምድና ክልቲኣን ሃገራት ንምሕያልን ዘለው ዕንቅፋታት ንምልዓል ምውሳኖም ተገሊጹ’ሎ። ’ሎ።

XS
SM
MD
LG