ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ህዝቢ ንውሳነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ አልጀርስ


ርእይቶ ህዝቢ ንውሳነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ አልጀርስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:35 0:00

ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዲግ ኣብ ጉዳይ ኢትዮ ኤርትራ ንስምምዕ አልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ንምሉእ ከምዝቕበልን ከተግብሮ ከምዝሰርሕን ኣፍሊጡ'ሎ። ነዚ ብዝምልከት ጸሓፊ ዓምዲ ኢንተርነት መሓሪ ዩሃንስ ካብ መቐለ ከምኡ'ውን ዮናስ ነጋሽ ነባሪ ከተማ መቐለ ብዛዕባ'ዚ ውሳነ ዝሃብዎ ርእይቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG