ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊት ጋንታ አርጀንቲና ምስ እስራኤል ከተካየዶ ዝተመደበ ናይ ምሕዝነት ግጥም ምስራዛ ኣፍሊጣ


ሃገራዊት ጋንታ አርጀንቲና ምስ እስራኤል ከተካየዶ ዝተመደበ ናይ ምሕዝነት ግጥም ምስራዛ ኣፍሊጣ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:26 0:00

ፕረዚደንት ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣርጀንቲና ክላውድዮ ታፖያ ሃገራዊ ጋንታ ኣርጀንቲና ምስ እስራኤል ከተካይዶ ዝተመደበ ናይ ምሕዝነት ግጥም ከምዝተሰረዘ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት እስራኤል ሩቨን ሪቭለን ፈተውቲ ኩዕሶ እግሪ እስራኤላዊያን ብውሳነ ኣርጀንቲና ከምዝሓዘኑ ብምግላጽ “ ብርግጽ ንብዙሓት ፈተውቲ ኩዕሶ እግሪ እስራኤላዊያን ዝሓዘንሉ መዓልቲ እዩ እንተኾነ ካብ መሲ ዝዓብይ ክብርታት ኣለው። ውሳነ ኣርጀንቲና ብፖለቲካ ምጽላው የተሓሳስብ’ዩ” ኢሎም።

XS
SM
MD
LG