ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አዲስ አበባ፡ ላፍቶ ክፍለ ከተማ 2 ሽሕ አባይቲ ብሓይሊ ምፍራሶም መኢኣድ ኣፍሊጡ


አዲስ አበባ፡ ላፍቶ ክፍለ ከተማ 2 ሽሕ አባይቲ ብሓይሊ ምፍራሶም መኢኣድ ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:58 0:00

ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ አዲስ አበባ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክፍለ ከተማ ፍሉይ ሽሙ ማንጎ ጨፌ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ልዕሊ 2 ሽሕ አባይቲ ብሓይሊ ፈሪሶም ክብል መኢኣድ ኣፍሊጡ። መኢኣድ ምስቶም ተበዲልና ዝብሉ ሰባት ብሓባር ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ነቲ ተፈጺሙ ዝበሎ ተግባር አትሪሩ ኾኒኑ’ሎ።

XS
SM
MD
LG