ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ብብሪጣንያ ዝተወስደ ጥንታዊ ቅርሲ ክምለስ ትሓትት


ኢትዮጵያ ብብሪጣንያ ዝተወስደ ጥንታዊ ቅርሲ ክምለስ ትሓትት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:24 0:00

ኢትዮጵያ ብሰራዊት ብሪጣንያ ዝተወስደ ጥንታዊ ቅርሲ’ታ ሃገር ክምለሱ ወፍሪ ከተካይድ ምጽንሓ ይፍለጥ። ቪክቶር ኣንድ ኣልበርት ዝተባህለ ቤተ መዝክር ከተማ ለንደን ብወገኑ ንዝክሪ መበል 150 ዓመት ኹናት መቕደላ ነዚ ቅርሲ ንምርኢት ኣብ ዘቕረበሉ ኢትዮጵያ ነቲ ቅርሲ ብናይ ነዊሕ ጊዜ ልቓሕ ክትወስዶ ከምትኽእል ሓቢሩ ኔሩ።

XS
SM
MD
LG