No media source currently available
መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ዥን ኡን ምስ መራሒ ደቡብ ኮርያ ሚን ጃኢ ትማሊ ኣብቲ 1953 ዓ.ም ኩናት ክልቲኣን ኮርያ ምዝዛሙ ዝተፈራረምሉ ቦታ ንምዝታይ ጉዳይ ክልቲኣን ሃገራት ተራኺቦም። እዚ ርክብ ክልቲኣን ሃገራት ንሳልስይ ጊዜ እንተኾነ ደቡብ ኮርያ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ናይ ኣቀባብላ ስነ ስርዓት ክትገብር ግን እዚ ናይ መጀመርያ'ዩ።