No media source currently available
ኡጋንዳ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኣስታት 500 ኤርትራዊያንን ሱዳናዊያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ከምትቕበል ሎሚ ዓርቢ ኣፍሊጣ።