ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ካብ ትጥሕል ዝነበረት ጀልባ ምድሓኖም ሓቢሮም


ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ካብ ትጥሕል ዝነበረት ጀልባ ምድሓኖም ሓቢሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:20 0:00

መብዛሕትኦም እቶም ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ምኳኖምን ካብ ኤርትራን ሶማልን ዝመጹ ምኳኖም ተፈሊጡ’ሎ። እቶም ስደተኛታት ቁሩብ ሰዓታት ድሕሪ ካብ ከተማ ኮምስ ምዕራብ ትሪፖሊ ምብጋሶም ሞተር እታ ተጻዒኖምላ ዝነበረት ጀልባ ምስራሕ ደው ምባሉን ክትጥሕል ምጅማራን ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ይሕብሩ።

XS
SM
MD
LG