ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዜጋታት ናብ መቦቀል ሃገሮም ዝጥረዝሉ መስርሕ


ዜጋታት ናብ መቦቀል ሃገሮም ዝጥረዝሉ መስርሕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:19 0:00

መብዛሕትኣን ሃገራት ዜጋታት ወጻኢ ናብ ሃገሮም ዝጥርዝሉ ሕጋዊ መስርሕ ዝምልከት ምስ መቦቀል ሃገራት ስምምዕ ኣለወን። እዚ ማለት ግን ኹለን ሃገራት ኣለወን ማለት ኣይኮነን። ገለ ሃገራት ካብ ወጻኢ ሃገራት ዝጥረዙ ዜጋታተን ዘይቅበላ ሃገራት ኣለዋ። ኣሜሪካ ነዘን ዝተጠረዙ ዜጋታተን ዘይቕበላ ሃገራት “ ብሕጊ ዘይግዝኣ“ ሃገራት ክትብል ሓደ ዝርዝር ኣውጺኣ ኣላ።

XS
SM
MD
LG