No media source currently available
ገዛኢ ፓርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ (ANC) ፕረዚደንት ጃኮብ ዙማ ካብ ስልጣን ፕረዚደንትነት ክወርዱ ወሲኑ። ይኹን ደአ እምበር ዙማ ነዚ ውሳነ ዝምእዘዙ ምዃኖም ዘርእይ ምልክት የለን።