No media source currently available
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነዊሕ ዝተቐመጠ ኤርትራዊ ሙዚቀኛን ኣወሃሃድን ሙዚቃን ልኡል ኤፍረም ዝሓለፈ ሰሙን ካብ`ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ`ሎ። ድሕሪ ዓመት በዓልቲ-ቤቱ ዝሰዓበ ስነ-ጥበባዊ ልኡል፡ ኣርባዕተ ቆልዑት ገዲፉ`ዩ ሓሊፉ። ስነ-ጥበባውያን ብጾቱ ኣብርሃም ገብረመድህን፡ ታደሰ ኣብርሃ(ወዲ ኾኸብ)፡ ሶፍያ ኣጽብሃ ከምኡ ድማ ሓፍቱ መኣዛ ኤፍረም ብከምዚ ይዝክርዎ።