ቅ ዋም ኣመሪካ መራሒ ሃገር ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ንሓፈሻዊ ባይቶ ኣመሪካ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገር መደረ ከስምዕ ይሓትት እዩ። በዚ ድማ ሕሉፋት መራሕቲ ኣመሪካ ኣብ በበይኑ ኣጋጣሚታት መደረ ኩነተ ሃገር ሂቦም እዮም።
ስእላዊ መግለጺ መደረ ኩነተ ሃገር ናይ ሕሉፋት መራሕቲ ኣመሪካ

5
ፕረ. ሮናልድ ረገን ጥሪ 25 1983

6
ፕረ. ጂሚ ካርተር ጥሪ 23 1979

7
ፕረ. ሪቻርድ ኒክሰን ጥሪ 22 1971

8
ፕረ. ጆን ኤፍ ከነዲ ጥሪ 30 1961