ቅ ዋም ኣመሪካ መራሒ ሃገር ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ንሓፈሻዊ ባይቶ ኣመሪካ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገር መደረ ከስምዕ ይሓትት እዩ። በዚ ድማ ሕሉፋት መራሕቲ ኣመሪካ ኣብ በበይኑ ኣጋጣሚታት መደረ ኩነተ ሃገር ሂቦም እዮም።
ስእላዊ መግለጺ መደረ ኩነተ ሃገር ናይ ሕሉፋት መራሕቲ ኣመሪካ

9
ፕረ. ድወይት ኣይዘንሃወር የካቲት 02 1953

10
ፕረ. ሃሪ ትሩማን ጥሪ 08 1951

11
ፕረ. ፍራንክሊን ሩዝቨልት ጥሪ 04 1939