ቅ ዋም ኣመሪካ መራሒ ሃገር ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ንሓፈሻዊ ባይቶ ኣመሪካ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገር መደረ ከስምዕ ይሓትት እዩ። በዚ ድማ ሕሉፋት መራሕቲ ኣመሪካ ኣብ በበይኑ ኣጋጣሚታት መደረ ኩነተ ሃገር ሂቦም እዮም።
ስእላዊ መግለጺ መደረ ኩነተ ሃገር ናይ ሕሉፋት መራሕቲ ኣመሪካ
![ፕረ. ባራክ ኦባማ ጥሪ 20, 2015](https://gdb.voanews.com/33da0a9b-02cb-4cd4-a7ac-695a39499d31_w1024_q10_s.jpg)
1
ፕረ. ባራክ ኦባማ ጥሪ 20, 2015
![ፕረ. ጆርጅ ቡሽ ንእሽተይ ጥሪ 20 2004](https://gdb.voanews.com/8873cee0-831f-486e-a38b-c952c50ca1d9_w1024_q10_s.jpg)
2
ፕረ. ጆርጅ ቡሽ ንእሽተይ ጥሪ 20 2004
![ፕረ. ቢል ክሊንተን ጥሪ 24 1995](https://gdb.voanews.com/49c01a00-ef80-4a91-977b-33f59198f47b_w1024_q10_s.jpg)
3
ፕረ. ቢል ክሊንተን ጥሪ 24 1995
![ፕረ. ጆርጅ ቡሽ ቀዳማይ ጥሪ 31 1990](https://gdb.voanews.com/f0dab82a-a888-45d4-9818-07f59ed8bbaf_w1024_q10_s.jpg)
4
ፕረ. ጆርጅ ቡሽ ቀዳማይ ጥሪ 31 1990