ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"መንግስቲ ኢትዮጵያን ተቓወምቲን ልዝብ እንተዘየካይዱ ኣብታ ሃገር ዘይምርግጋእ ክህልው’ዩ” ዶ/ር መረራ ጉዲና


መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ቀንዲ ተቓወምቲ ፓርትታት እታ ሃገር ልዝብ እንተዘየኻይዱ ኣብታ ሃገር ዘይምርግጋእን ተቓውሞን ክምለስ ይኽእል’ዩ ክብሉ አቦ መንበር ናይ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረስ ፓርቲ ዶ/ር መረራ ጉዲና ኣጠንቒቆም። ዶ/ር መረራ ነዚ ዝበሉ ካብ ማእሰርቲ ድሕሪ ምፍትሖም ምስ ኣገልግሎት ዜና ኤኤፍፒ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ እዮም።

XS
SM
MD
LG