No media source currently available
ሃገራት ኣውሮጳ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ኢጣልያ ንስቅያት ኣብ ሊብያ ዝርኸቡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ተሓተቲ'ዮም ክብል ዓለምለኸ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምንስቲ ኣፍሊጡ