ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብዝተላዕለ ተቓውሞ ሓሙሽተ ሰባት ሞይቶም


ኣብ ዲሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብዝተላዕለ ተቓውሞ ሓሙሽተ ሰባት ሞይቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:16 0:00

ፕረዚደንት ዲሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ጆሴፍ ካቢላ ቅድሚ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዝኻየድ ምርጫ ካብ መዝነቶም ክወርዱ ዝሓትት ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣብ ጎማ ትማሊ ሰንበት ተኻይዱ። ነቲ ተቓውሞ ስዒቡ ምስ ፖሊስ ብዝተላዕለ ግጭት ሓሙሽተ ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ። እቲ ተቓውሞ ሎሚ ሶኑይ ቀጺሉ ምውዓሉ’ውን ተሓቢሩ’ሎ። ምስሊ ካብ ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ስዋሂሊ ኣስተር ማሊቪካ

XS
SM
MD
LG