ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕ/ሃ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝርከብ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን በጺሓን
ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኒኪ ሃሌይ ትማሊ ሶሉስ ናብ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን በጺሐን። ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ ደቡብ ሱዳን ኩናት ሓድሕድ ካብ ዝለዓል ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝተሰዱ ዜጋታት እታ ሃገር ኣስታት 350,000 ስደተኛታት ኣብ ክልል ጋምቤላ ኢትዮጵያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ይርከቡ። ኣምባሳደር ሄሊ ፕረዝደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኬር ኣብ ልዕሊ ዜጋታት እታ ሃገር ንዝተፈጸመ ዘሕዝን ፍጻሜ ተሓታቲ እዮም ኢለን።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 12, 2024ምርኢት ዲጂታላዊ ስራሓት ኤክስፖ
-
ታሕሳስ 11, 2024ቤተ-ጥበብ ምንያ -- ንተሃድሶን ጥበብን
-
ታሕሳስ 11, 2024ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ሶርያ
-
ታሕሳስ 10, 2024ሲሃም ዓሊ -- 12 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ
-
ታሕሳስ 09, 2024ትንታነ - ሶርያ ድሕሪ ኣሰድ ክሕሻ ዲዩ ወይስ ክደግሳ?