አቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣሜሪካ ንኣህጉር ኣፍሪቃ ትህቦ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ከይተጉድል ይምህጸኑ


አቦ መንበር ሕብረት  ኣፍሪቃ ኣሜሪካ ንኣህጉር ኣፍሪቃ ትህቦ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ከይተጉድል ይምህጸኑ

No media source currently available

አቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ መሓመት ኣሜሪካ ነቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝሕገዝ ኣንጻር ጥሩፍነት ዝነጥፍ ጉጅለ ትህቦ ዝነበረት ሓገዝ ደው ምባላ ኣብታ ኣህጉር ዝረአ ግብረሽበራ ንምቅላስ ዝኣተወቶ መብጽዓ ኣብ ሕቶ ዘእትው እዩ ኢሎም።

​
XS
SM
MD
LG