ልዕሊ 1,000 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ተገሊጹ


ልዕሊ 1,000 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ተገሊጹ

No media source currently available

ልዕሊ 1,000 ስደተኛታትን ፍልሰተኛታት ካብ ገማግም ማእኸላይ ባሕሪ ሊብያ ትማሊ ሓሙስ 15 ሰነ, 2017 ዓ.ም ብህይወት ኣድሕን መርከባት ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ምድሓኖም ሓለዋ ባሕሪ ጣልያን ገሊጹ። ካብቶም ዝደሓኑ ዝበዝሑ ካብ ሃገራት ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃን ዜጋታት ባንግላዴሽ ምኳኖም ተገሊጹ።

​
XS
SM
MD
LG