ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ መልቀቂ ፈተና ከይስረቅ ብምስጋእ ኣገልግሎት ኢንተርነት ምዕጻዋ ተሓቢሩ


ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ መልቀቂ ፈተና ከይስረቅ ብምስጋእ ኣገልግሎት ኢንተርነት ምዕጻዋ ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:26 0:00

ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንዝኻየድ ዘሎ ሃገራዊ ናይ ካልኣይ ደረጃ መልቀቂ ፈተና ንከይስረቅ ብዝብል ስግኣት ኣገልግሎት ኢንተርነት እታ ሃገር ምሉእ ንምሉእ ምዕጻዋ ተገሊጹ። ብኣማኢት አሽሓት ዝቑጸሩ ተማሃሮ ነዚ ፈተና ይፍተኑ’ለው። መልቐቂ ፈተና 10ይ ክፍሊ ካብ ግንቦት 31 ክሳብ ሰነ 2 ዝኻየድ ኽከውን ከሎ ናይ 12 ክፍሊ ፈተነ ድማ ካብ ሰነ 5 ክሳብ ሰነ 8,2017 ዓ.ም. ክኻየድ’ዩ።

XS
SM
MD
LG