ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊ ዶ/ር ቴድሮስ አድሓኖም ዳይሬክተር ውዱብ ጥዕና ዓለም ኮይኖም ተመሪጾም


ኢትዮጵያዊ ዶ/ር ቴድሮስ አድሓኖም ዳይሬክተር ውዱብ ጥዕና ዓለም ኮይኖም ተመሪጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:40 0:00

ኢትዮጵያዊ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ትማሊ ኣብ ጀነቭ ስዊዘርላንድ ብዝተኻየደ ምርጫ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ዳይሬክተር ውዱብ ጥዕና ዓለም ኮይኖም ተዓዊቶም። ኣብቲ ዝተኻየደ ሰለስተ ዙር ምርጫ ልዕሊ ፍርቂ ድምጺ ብምርኻብ ዝተዓወቱ ዶ/ር ቴድሮስ ኣቐዲሞም ሚኒስተር ጥዕናን ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኮይኖም ዘገልገሉ ክኾኑ ከለው ዓለምለኸ ኣገልግሎት ጥዕና ንኩሉ ብቀዳምነት ዝሰርሕሉ ጉዳይ ምኳኑ ኣብቲ አጋጣሚ ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG