ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሬሳ ኣስታት 74 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምርኻቡ ተሓቢሩ


ሬሳ ኣስታት 74 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምርኻቡ ተሓቢሩ
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:00:58 0:00

ናይ ሊብያ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሬሳ ኣስታት 74 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝረኸቡ ሎሚ ሶሉስ ኣፍሊጦም። እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ ሓለዋ ባሕሪ ጣልያን ኣስታት 630 ዝኾኑ ስደተኛታት ሎሚ ሶሉስ ካብ ማያት ማእኸላይ ባሕሪ ምድሓኑ ሓቢሩ።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

XS
SM
MD
LG