ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ ሽበራ ክቓላዕ (2ይ ክፋል)


ግብረ ሽበራ ክቓላዕ (2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:24 0:00

ኣብ 2014ን 2015ን ኣብ ናይጀርያ ዝርኸብ ጉጅለ ግብረ ሽበራ ቦኮ ሓራም ኣብ ሰሜናዊ ናይጀርያ ሰፊሕ ቦታታት ብምቁጽጻር ነቲ ቦታ ሃይማኖታዊ ግዝኣቱ ምኻኑ ኣውጁ። ኣብ ሓንቲ ካብ ርሑቕ ገጠራት ናይጀርያ አባላት ቦኮ ሓራም ንመጥቓዕቲ ክዳለው ከለው ኣብዚ ቪድዮ ይረኣዩ። እዚ ናይ ሎሚ መጥቓዕቲ ዕላምኡ ንሓደ ብከቢድ ኣጽዋርን ታንክን ዝሕሎ ወታሃደራዊ ህንጻ ንምጥቓዕ’ዩ።

XS
SM
MD
LG