ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቅ ምስ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሴ


ቃለ መጠይቅ ምስ ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሴ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:58 0:00

ማሕበር መፅናዕትታት ኣፍሪካ መበል 59 ዓመታዊ ኣኼብኡ ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ሰለስተ መዓልታት ኣኼባ ኣካይዱ’ሎ።እቲ ኣኼባ ካብ ዝሓለፈ ሓሙስ 1 ታሕሳስ ጀሚሩ ክሳብ ቀዳም 3 ታሕሳስ 2016 ተኻይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ንኣፍሪካ ዝምልከቱ ብዙሓት መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቐሪቦም፣ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ሓዊሱ ፍሉጣት ተመራመርቲ መደረ ኣስሚዖም እዮም።

XS
SM
MD
LG