ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ብዝምልከት ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ንጋዜጠኛታት ዝሃብዎ መግለጺ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣብታ ሃገር ኣዊጁ’ሎ ኣብዚ ኣዋጅ ግብዚ ንዘይህጋዊያን ተቃወምቲ ከምትሕግዝ’ውን ይኸስስ። እዚ ኣዋጅ ድሕሪ ኣብታ ሃገር ዝተራእየ መጠነ ሰፊ ተቓውሞ ምእዋጁ ይፈልጥ። ነዚ ብዝምልከት ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ንጋዜጠኛታት መግለጺ ሂቦም’ለው።

XS
SM
MD
LG