ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢንስቲቱት ተክኖሎጂ ኤርትራ 1,207 ተመሃሮ ኣመሪቑ


ኢንስቲቱት ተክኖሎጂ ኤርትራ 1,207 ተመሃሮ ብድግሪ ብዲፕሎማ ውሑዳት ድማ ብማስተርስ ዝሓለፈ ሓምለ 9, 2016 ኣመሪቑ`ሎ።

Eritrea-Institute of Technology-2016-1
Eritrea-Institute of Technology-2016-1

እቶም ተማሃሮ ብሳይንስ፡ እንጂነሪንግ፡ ትምህርቲ ከምኡ ብተክኖሎጂ ሓበረታ ዝተመረቑ ክኾኑ ኸለዉ፡ 696 ብድግሪ ዝተመረቑ`ዮም።

Eritrea-Institute of Technology-2016-2
Eritrea-Institute of Technology-2016-2

ካልኦት ዛጊድ ካብ መንጎ ዘመረቓ ኮለጃት፡ ሓመልማሎ ኮለጅ ሕርሻ 428 ተማሃሮ፡ ብማስተርስ፡ ብድግርን ዲፕሎምን ክተመርቕ ኸላ፡ ኮለጅ ጥበብን ማሕበራዊ ሳይንስን ዓዲ-ቐይሕ ድማ፡ ቅድሚ ትማሊ ሰሉስ 12 ሓምለ 2016 ኣመሪቑ`ሎ።

ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ወኪል ቪኦኤ ብርሃነ በርሀ፡ ኣብ ማይነፍሒ ተረኺቡ ንስነ-ስርዓት ምረቓ ኢንስቲቱት ተክኖሎጂ ኤርትራ ተኸታቲሉ`ሎ፡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:52 0:00

XS
SM
MD
LG