ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ክላሲክ ኮንሰርት ካብ ኣስመራ፡ ምረቓ ፊልም ቤዛ ካብ መቐለ


Beza Film
Beza Film

ወኪላት ኣስመራን መቐለን ብርሃነ በርሀን ግርማይ ገብሩን ዘዳለውዎ ምስ ካብ ስቱድዎ ተወሃሂዱ`ሎ

ኣብ 60`ታት፡ 70`ታት 80`ታት ዝተደርፉ ዜማታት ብሄራት ኤርትራን ካልእን ብሓዲሽ ምውህሃድ ዝሓለፈ ሰነ 11, 2016 ኣብ ኣስመራ ሲነማ ሮማ ንህዝቢ ቀሪቡ ኔሩ። “ እዚ ሓዲሽ ወለዶ`ውን ብፍሕሽው መንፈስ`ዩ ተቐቢልዎ “ ኢሉ- ካብ መንጎ ኣወሃሃድቲ`ቲ መደብ ስነ-ጥበባዊ መምህር ዜማ ባርነባስ መብራህቱ።

Cinema Roma
Cinema Roma

ካብ`ቲ ዝነበረ ግብረ-መልሲ`ውን ንቕጻሊ ብዝሓየለ መንፈስ ክንደፍኣሉ ትምህርቲ ወሲድና`ለና ይብል ኣተሓሒዙ።

ብኻልእ ትሕዝቶ ቂሔ-ጽልሚ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ መቐለ፡ ንመስተንክራዊ ታሪኽ ሓንቲ ተጋዳሊት ሕወሓት ተመርኩሳ ዝተሰርሐት ፊልም “ቤዛ” ተመሪቓ `ላ፡

ምሉእ ትሕዝቶ ቂሔ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:49 0:00

XS
SM
MD
LG