ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

VOA 60- ኣርእስተ ዜና ኣፍሪቃ ግንቦት 19, 2016


VOA 60- ኣርእስተ ዜና ኣፍሪቃ ግንቦት 19, 2016
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:57 0:00

ቅድሚ ክልተ ዓመት ቦኮ ሓራም ካብ ቤት ትምህተን ካብ ዝጨወየን ልዕሊ 200 ኣዋልድ ቺቦክ ሓንቲ ትማሊ ናብ ቤተሰባ ተመሊሳ። ካብ ዋና ከተማ ፈረንሳ ፓሪስ ተበጊሳ ናብ ካይሮ ተምርሕ ዝነበረት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ግብጺ ምስ 66 ተሳፈርቲ ድሕሪ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ምስዋራ ናይ ምድላይ ስርሒት ይካየድ'ሎ። ዋና ኣሰናዳኢ ጋዜጣ ‘ኣል ታያር’ ዑስማን መገረኒ እታ ጋዜጣ ከይትዝርጋሕ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ድሕሪ ምእጋዳ ሕትመት ምጅማራ ገሊጹ

XS
SM
MD
LG