ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሓ ፊልምታት ኣብ መበል 49 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን 2016 ሽልማት ወርቂ ተዓዊተን

"ድሕሪ ኲናት"ን "ሰሎሞን"ን ዘርእስተን ክልተ ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሓ ፊልምታት ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ዝተኻየደ መበል 49 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን 2016 ናይ ወርቂ ሽልማት ተዓዊተን።"ድሕሪ ኲናት" ደራሲ ኣብርሃም ተስፋልኡል ዳይረክተራ ድማ ተፈሪ መብራህቱ ክኸውን እንከሎ: ኤፍሬም ዓንደማርያም ጸሓፍን ዳይረክተርን ፊልም ሰለሞን እዩ።   ተፈሪ መብራህቱ ኣብ ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን ንሳልሳይ ግዜኡዩ ዝዕወት ዘሎ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ መበል 48 ከምኡውን ኣብ መበል 47 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን ብተወሳኺ ተዓዊቱ ነይሩ። "ራህዋ" ን "ቀያሕ ርግቢት" ብዝብላ ፊልምታቱ ናይ ነሓስን ብሩርን ሽልማት ከምዝተዓወተዩ ተሓቢሩ።

"ድሕሪ ኲናት"ን "ሰሎሞን"ን ዘርእስተን ክልተ ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሓ ፊልምታት ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ዝተኻየደ መበል 49 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን 2016 ናይ ወርቂ ሽልማት ተዓዊተን።"ድሕሪ ኲናት" ደራሲ ኣብርሃም ተስፋልኡል ዳይረክተራ ድማ ተፈሪ መብራህቱ ክኸውን እንከሎ: ኤፍሬም ዓንደማርያም ጸሓፍን ዳይረክተርን ፊልም ሰለሞን እዩ።

ተፈሪ መብራህቱ ኣብ ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን ንሳልሳይ ግዜኡዩ ዝዕወት ዘሎ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ መበል 48 ከምኡውን ኣብ መበል 47 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን ብተወሳኺ ተዓዊቱ ነይሩ። "ራህዋ" ን "ቀያሕ ርግቢት" ብዝብላ ፊልምታቱ ናይ ነሓስን ብሩርን ሽልማት ከምዝተዓወተዩ ተሓቢሩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG