ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ዓብዱረዛቕ ጣሃ ብዛዕባ ሎሚ ዝተኸብረ ዒድ ኣልፈጥር



ጾም ሮመዳን ተወዲኡ፡ ዒድ ዒድ-ኣል-ፈጥር ይኽበር ኣሎ። ትርጉም ጾም ሮሞዳን እንታይ ኢዩ? ካብ`ቶም ካልኦት ዒዳት`ከ ብምንታይ ይፍለ፡ ብዝዕባን`ዚን ካልኦት ተዛምድትን ኣልዒልና፡ ንምሁር ሃይማኖት ምስልማንን ካልእን ዝኾነ ኣቶ ዓብደረዛቕ ጣሃ ዓዲምናዮ ኣለና፡

ኣቶ ዓብደረዛቕ ጣሃ

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:35 0:00

XS
SM
MD
LG