ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ነናይ 30 ደቓይቕ ፕርግራም ይፍኑ 1900 to 1930 UTC/. ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር፡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን የኸትል ሰሙናዊ መደባት ሓሙስ፡ መንእሰያት/ ጥዕና
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 23, 2025
ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ግንቦት 22, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ግንቦት 21, 2025
ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ግንቦት 20, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ግንቦት 19, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ግንቦት 18, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት