ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝምልከት ፀብፃብ ዴንማርክ - ንኤርትራውያን የዘራርብ


ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት ቤት-ዕዮ ዴንማርክን - ዘውፅኦ ፀብፃብ ንኤርትራውያን የዘራርብ'ሎ።

መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ቀረባ ንዝተራእየ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገሩ ከምኡ'ውን ኣብ ኤውሮጳ ስለ ዘሰንበዶ ሓደ ተልእኾ ኣናዳይ ሓቂ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምልኣኽ መበገሲ'ቲ ዋሕዚ ስደተኛታት ብምፅናዕ ሓደ ፀብፃብ አውፂኡ'ሎ።

እዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት ቤት-ዕዮ አገልግሎት ኢሚግሬሽን ዴንማርክን - ዘውፅኦ ፀብፃብ ንኤርትራውያን'ውን የዘራርብ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:35 0:00

XS
SM
MD
LG