እቲ ፈስቲቫል ፖርት ሱዳን በብዓመቱ ኣብ ክፍላ ለካቲትን ሕዳርን ዝዳሎ ሓደ ኻብ መንጎ ዝዓበየ በዓላት ሱዳን`ዩ።
ኣብቲ እዋን፡ ብዛዕባ ምሕዝነት ኤርትራን ሱዳንን ዝተዛረቡ ፕረሲደንት በሽር፡ ብባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተሓንጸጸ ዶባት፡ ኣብ መንጎ ኽልቲኡ ኣሕዋት ህዝብታት ርክባት ኸይግበር ክኽልክሎ ኣይኽእልን`ዩ ኢሎም።