ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ጆ ባይደን ጠመተ ዓሌታዊ ማዕርነት ከሰጉም ይኽእል እዩ ዝበልዎ ወሳኒ ትእዛዝ ፈሪሞም


ፕረዚደንት ጆ ባይደን ጠመተ ንዝተንፍጎምን ዝተገለሉን ኣሜሪካውያን ዓሌታዊ ማዕርነት ከሰጉም ይኽእል እዩ ዝበልዎ ወሳኒ ትእዛዝ ፈሪሞም ።

ብፍላይ ንለበዳ ቫይረስኮሮና ስዒቡ ኣብ ኤስያዊያን ኣሜሪካውያን ከጋጥም ዝፀንሐ ምግላልን ብሓፈሻ ድማ ፅልኣትን ዓሌታዊነትን ጠሚቶም ዝፍፀሙ በደላትን ንምእላይ ዝዓለመ ምንቅስቃስ እዩ ። ኣብ ኣሜሪካ ዓሌታዊ ፍትሒ ዝሓቱ ምንቅስቃሳት ብፍላይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ግንበት ኣብ ኢድ ፖሊስ ህይወቱ ንዝሓለፈ ጆርጅ ፍሎይድ መበገሲ ብምግባር ፊትንፊትን ብዝተማእከለን መልክዑ ክቀርቡ ፀኒሖም እዮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG