ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፍቕሪን ኲናትን


ፍቕሪን ኲናትን
please wait

No media source currently available

0:00 0:39:49 0:00

ፍቕሪን ኲናትን

ማሞ ኣፈታ ወታሃደር ኢትዮጵያ ኰይኑ ኣብ እዋን ስርዓት ደርግ ኣብቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ኲናት ተሳቲፉ። ኣብ ኲናት ተማሪኹ፣ ኣይጸንሐን ኣባል ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብምዃን ቃልሱ ክቕጽል ወሲኑ። ኣብቲ ቃልሲ ምስ ተጋዳሊት ህይወት ተስፋይ ተራኺቦምን ተፋቒሮምን። ነቲ ዝነበረ ኵሉ መሰናኽላት ሰጊሮም ሓዳር መስሪቶም፣ ሕጂ ምስ ደቆም ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ይቕመጡ ኣለዉ።

ንርክቦም፡ ፍቕሮምን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ኣጋይሽ ድምጺ ኣመሪካ ኰይኖም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG