ፍቕሪን ኲናትን
ማሞ ኣፈታ ወታሃደር ኢትዮጵያ ኰይኑ ኣብ እዋን ስርዓት ደርግ ኣብቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ኲናት ተሳቲፉ። ኣብ ኲናት ተማሪኹ፣ ኣይጸንሐን ኣባል ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብምዃን ቃልሱ ክቕጽል ወሲኑ። ኣብቲ ቃልሲ ምስ ተጋዳሊት ህይወት ተስፋይ ተራኺቦምን ተፋቒሮምን። ነቲ ዝነበረ ኵሉ መሰናኽላት ሰጊሮም ሓዳር መስሪቶም፣ ሕጂ ምስ ደቆም ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ይቕመጡ ኣለዉ። ንርክቦም፡ ፍቕሮምን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ኣጋይሽ ድምጺ ኣመሪካ ኰይኖም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
ነሓሰ 13, 2022
ቃለ መጠይቕ ኣብ ጉዳይ ጥዕና ስነ ኣእምሮ (1ይ ክፋል)
-
ነሓሰ 11, 2022
ኤርትራ:ነዝዒ ደም ኣብ ሓንጎል ንምልላይ እተቃላጥፍ መሳርሒ
-
ነሓሰ 10, 2022
ርእይቶ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ ኣብ ልዝብ ሰላም
-
ነሓሰ 08, 2022
ስርሓት ማሕበር ልምዓት ትግራይ