ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰ.ኣመሪካ ኣብ ኮሎራዶ ተካይዱ(2ይ ክፋል)


ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰ.ኣመሪካ 2021
ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰ.ኣመሪካ 2021

ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ)፣ ዝሓለፈ ሰሙን ንሽዱሽተ መዓልታት ዝቀጸለ ዓመታዊ ፌስቲቫል ኣብ ኣመሪካ፣ ዴንቬር ኮሎራዶ ከምዘካየደ ዝዝከር እዩ።

መበል 47 ዓመት ምስረታ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ’ውን ዝተጸምበለሉ እቲ ፌስቲቫል ዝተፈላለዩ መደባት ተሰላሲልሉ፣ ሓባራዊ ምርድዳእ’ውን ከምዝተበጽሐሉ ተሳተፍቲ’ቲ ፌስቲቫል ይዛረቡ።

ምክትል ኣቦ መንበር ማተሰኣ ኤልያስ ጎደፋይ፣ ካብ ተሳተፍቲ ኣቶ መርስኤ ኪዳነን ዝተኻየደ ቃለ መሕትት ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰ.ኣመሪካ ኣብ ኮሎራዶ ተካይዱ(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:09 0:00


XS
SM
MD
LG