ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰ.ኣመሪካ ይካየድ'ሎ


ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ)፣ ንዝሓለፉ ሽዱስተ መዓልታት ኣብ ኣመሪካ፣ ዴንቬር ኮሎራዶ ተካይዱ ኣሎ።

መበል 47 ዓመት ምስረታ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣመሪካ’ውን ዝተጸምበለሉ እቲ ፌስቲቫል ዝተፈላለዩ መደባት ተሰላሲልሉ፣ ሓባራዊ ምርድዳእ’ውን ከምዝተበጽሐሉ ተሳተፍቲ’ቲ ፌስቲቫል ይዛረቡ።

ንሎሚ ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና። ም/ ኣቦ መንበር ማተሰኣ ኤልያስ ጎደፋይ፣ ካብ ተሳተፍቲ ድማ ንኣቶ መርስኤ ኪዳነ አዘራሪብና አለና ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰ.ኣመሪካ ይካየድ'ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:13 0:00



XS
SM
MD
LG