ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022


ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:29 0:00

ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022

ኣብ ናይ ሎሚ ግጥማት ናይ መወዳእታ ክልተ ግጥማት ምድብ 16 ዝተካየደሉ ኮይኑ ቀዲመን ዝተራኸባ ጋንታታት ስጳኝን ብሕታዊት ተስፋ ኣፍሪቃ ኮይና ጋንታ ሞሮኮን እየን።

ናብ ፍጹም ቅላዕ መቕጻዕቲ በቂዖም። ስጳኛዊያን ሰለስቲኤን ፈተነታት ኣምኪኖምወን። ሞሮካዊያን ካብ 4 ፈተነታት ነተን 3 ኣቁጺሮምወን። 3 ን 0 ጸወታ ተዛዚሙ። ሞሮኮ ንፈለማ ጊዜ ኣብ ርብዒ ፍጻመ ተጸሚቢራ ኣላ።

ኣብ ታሪኽ ጋንታታት ኣፍሪቃ፣ ናብ ርብዒ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ዝበቅዓ ሰለስተ ሃገራት ኮይነን ኣለዋ። ካሜሩን፣ ሴነጋልን ሞሮኮን። መጋጥምቲ ሞሮኮ፣ ካብ ፖርቹጋልን ስዊዘርላንድን ክትኮን እያ። ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ክትፍለጥ’ውን እያ።

XS
SM
MD
LG