ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ መልሲ ዝተፈላለዩ ወገናት ንመግለጺ ምክትል ምምሕዳር ክልል ትግራይ


ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ዝሃብዎ መግለፂ መዘራረቢ ኮይኑ ኣሎ።

ኣቦ መንበር ዓረና ንልኣላውነትን ዴሞክራስን ኣይተ ኣብርሃ ደስታ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ግዕዝይናን ተሓታቲ ብኢህወደግ ዝምራሕ መንግስቲ እምበር ውልቀ ሰባት ኣይኮኑን ይብሉ።

ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ሕጊ ኣይተ የማነ ካሳ መንግስቲ ክልል ኣብ ኣፈፃፅማ ዛዕባታት ካብ መንግስቲ ፈደራል ዝተፈለየ መርገፅ ምሓዝ ሕጊ ኣይክልክሎን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG