ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋዜጠኛታት ሶማል ዝርግሓ ግጉይን ናይ ሓሶት ሓበሬታን ንምክልኻል ዘኽእል ወፍሪ ምጅማሩ ተገሊጹ


ፌደሬሽን ጋዜጠኛታት ሶማል ምግፋሕ ወረታትን ሓበሬታታት ሓሶትን ከምኡ'ውን ፅልኣት ዝዓብለሎም ዘረባታትን ፕሮፖጋንዳታትንን ናይ ምክልኻል ወፍሪ ጀሚረ ኢሉ ።

እቲ ፌደሬሽን ኣተሓሒዙ ሶማል ነቲ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ከተካይዶ መደብ ሒዛትሉ ትርከብ ምርጫ ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ ዝተጋገዩን ሓበሬታታትን ሜላ ምልዕዓላትን ብናህሪ ይዝርግሑ ምህላዎም ኣፍሊጡ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG